Tigrinya oriented Geez calendar with multi language support. this
is the first release. the aim is to start with a fully tested
robust app with both Geez and Gregorian calendar dates that is also
able to calculate Religious and state Holidays of Eritrea
Tigray(Plans for other Holidays and languages as well) and also
Convert dates to and fro Geez and Gregorian.
ን ተዛረብቲ ትግርኛ ዕላማ ዝገበረ ግአዛዊ ዓውደ አዋርሕ። ከም መጀመሪ አብዚ ፈላሚ 'ዕለት' ዝተሰምየ ዓውደ አዋርሕ፣ ናይ ግዕዝን ፈረንጂን ዕለታት ንምንጽጻር፣ ሃይማኖታዊን መንግስታዊን ባዓላት ንምሕባርን ንምሕሳብን። ከምኡ ውን ካብን ናብን ግዕዝን ፈረንጂን ዕለታት ምቕያር የኽአል። ዝተፈላለዩ ቋንቛታን ተወሳኺ ሓበሬታታን ብምውሳኽ ንዝሰፍሐ ተጠቃሚ ንምብጽሑ ውን ዕላማ አሎ።

Geez Calendar / What's New in vUnknown
Added widgets and some other functionalities.
አብ መስኮት ቴሊእፎን ዝትቅዑ 'widgets' ን ካልኦት ተወሰኽቲ ሓበሬታን መጠቀሚታትን ተወሲኾም አለዉ።
አብ መስኮት ቴሊእፎን ዝትቅዑ 'widgets' ን ካልኦት ተወሰኽቲ ሓበሬታን መጠቀሚታትን ተወሲኾም አለዉ።